Psychological Healing Training for the Office of Auditor General (OFAG) of Tigray Region Staffs ሰነ 10, 2023 From may 29, 2023 to June 2, 2023, HAQI Foundation held a five-day training session for 220 staffs of Auditor General (OFAG) of Tigray region in Wukro city. The training was held in two groups, each c... News and Announcements new ተወሳኺ የንብቡ
መስመር ሓገዝ ሓቂ ግን 22, 2023 መስመር ሓገዝ ሓቂ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተጣየሸ መስመር ቴሌፎን ኮይኑ ኣብ ትግራይ ንዝነብር ህዝቢብርሑቕ ኣብ ናይ ስነ-ኣእምሮኣዊን ማሕበራዊ ን ድጋፍን (MHPSS) ንምሃብ ዝዓለመ እዩ። እዚ ተበግሶ’ዚ፤ ኣብቲ ዞባ ህፁፅ ደገፍ ጥዕና ኣእምሮ ከም ዘድልይ ብምግንዛብ፤ ብተሌፎን ቀዳማይ ረድኤት ግልጋሎት ስነ-ኣእምሮኣዊ ... News and Announcements ተወሳኺ የንብቡ
ሰረት ሓቂ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ትግራይ ናይ ምርድዳእ ስምምዕ ፈሪሙ ሚያ 14, 2023 ብዕለት 12 ሚያዝያ 2023 ሰረት ሓቂ ምስ ጨንፈር ትግራይ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ናይ ምርድዳእ ስምምዕ ፈሪሙ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ሰረት ሓቂ ንወለንተኛታት ቀይሕ መስቀል ትግራይ ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ ስልጠና ጥዕና ኣእምሮን ፈውሲን ክህብ እዩ። እዚ ምትሕብባር፤ ወለንተኛታት ቀይሕ መስቀል ትግራይ ኣብ ... News and Announcements ተወሳኺ የንብቡ
ሓቂ ሰረት ምስ ዓለም ለኸ ናይ ሓቂ ኣባላት ፈለማይ ኦፊሺያል አኼባ ገይሩ እዩ። ጥሪ 5, 2023 ሓቂ ሰረት ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ዝተፈላለዩ ኣባላት ኣለዉዎ። ብ ናይ ጎርጎሮሳውያን ኣ ቆፃፅራ ብዕለት 5 ጥሪ 2023 ዓ/ም እቲ ጉጅለ ምስ ካብ ኩሉ ክፋል ዓለምና ዝተውፃእፅኡ ተሳተፍቲ ፈላማይ ዓለም ለኻ ዊ ዋዕላ ገይሩ እዩ። ኣብ ቲዋዕላ እቲ ጉጅለ ኣብ ውሽጢ ዓድን ዓለም ለኸን ምስ ዘለው ኣባላት ብዛዕባ ኣብ ... News and Announcements ተወሳኺ የንብቡ
ሓቂ ሰረት ናይ ሕጋውነት ፈቓድ ረኺቡ ጥሪ 5, 2023 ን ኣባላት ሓቂ እንኳዕ ደስ በለኩም! ሓቂ ሰረት ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ልምዓት ምንቅስቃሳት ንምስታፍን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ሕጋዊ ኣካል ንምዃን ፍቃድ ረኺቡ ኣሎ። HAQI ( ሰብ ኣ ዊነት፣ ቅልጣፈ፣ ጽሬት፣ ተኣማንነት) ዝተመስረተ እቲ ኲናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ኣብ ልዕሊ እቲ ከባብን ዋላኳ ፀቅጢ እንተ ሃለዎ እቲ ማሕበረሰ... News and Announcements ተወሳኺ የንብቡ